Just launched! 🚀 Be alerted when your tweets are shared in a Twitter Space → Set up alerts for Twitter Spaces now!
@teka1224
29/2/2014🖤ኣማነይ ማንታይ እባ መልሰለይ😭💔 23/3/2014 ሂሚየይ መታዓቢተይ መልሰለይ 😭🥺💔
ሰሉዋይ ንእስተይ ታይ ደኣ ጨክንክ ክንዲ መርዓክ መርድእክ ኣበይ ከ ተረፍክ መን ነይሩ ምሳክ ኣነ ኣይኣምንን ክፅበ እየ ብተስፈ ንእስተይ ካብ መልሲ ሰደት ንክረክበክ ንምቅባሉ ከቢዱኒ ሰሉዋይ ጓልነይ ሰሚዐምበር ኣይኣመንኩን😭💔🖤
ፍርሃት እግዚአብሔር ንጥበብ መጀመርያኣ እዩ፡ ዓያሱ ንጥበብን ትምህርትን ይንዕቅዎ። (መጽሓፍ ምሳሌ1፥7) ብተስፋ ተሐጐሱ፡ ብጸበባ ተዓገሱ፡ ጸሎት ኣዘውትሩ። ( ናብ ሰብ ሮሜ 12፥12)✝️💟🙏🕯♥️
#ongoing TigrayGenocide#EndTigraySiege#ManMadeFaminein21ThCentury
#never #forgot #TigrayGenocide
stop Gonecide tigray
ብፃባ ቓራናት ድባፅሐ
Tigray for life❤️💛❤️
ዑና ነይራ ኣያይ ሃገር ዝገበራ! በኮሪሓወይ በሊዓ! ኣሰይ ኢላ ኣጎሲዓ! ናዓይ ክትደግመኒ! በቃኪ ኢለያ ደጌም ይኣክለኒ!💔💊 ብፍቅሪ እምበር ነይሩ !ማሓዉረይ ተኣሲሩ!ብሓይሊ ማ የለን ዝክእለኒ!👸💊 TDF💧🤴