john_berhe

@john_berhe

ትግራይ ዓደይ

ተጀሚሩ ኣሎ እቲ ኹነታት።ተጋሩ ምብትታን ሓድግና እክብ ንበል ቑርፂ ስዓት ይኣ ሐዚ አብ ጎድኒ ሰራዊትና💪፣ህዝብናን 💪መንግስትናን 💪ኮይንና ንቃለሳ እዛ ቑርፂ ስዓት ኣጆኹም ኣጆና ትግራይ ትዕወት💪💊👈

ትግራይ ዓደይ ማዓረይ

258 Followers
Captured Spaces
0
Avg. Participants
0
Spaces last 30 days
0