Try Alerts now! Just launched! SpacesDashboard Alerts is now available. →
@gerie8754
ስለ ኩሉ ነገረ እግዝብአሔረ ንመስገኖ መስጋና ይኩን ንአብ ንወላድ ንመንፈሰ ቁዱሱ አሜን።
ናብ ፈተና ከይትኣትዉስ ንቕሑን ጸልዩን:: ማቲዎስ26:41 #TigrayGenocide #Justic4TigraysWomenAndGirls
ሓጎስን ዕረፍትን ንረክብ ፡ ነፍስና ንኣምላኽ ምስ ተፍቅር እዩ ። ቅዱስ ፓይስዮስ
ኢታርእየነ ሙስንኃ ለሃገሪትነ ትግራይ 💛❤️🤲
ትግራይ❤️💛 ዓደይ ዓዲ መዓር ፀባ ይረኣየኒ ሎ ብርሃንኪ ቀረባ ካብዚ ዕፅዋ ወፂእኪ ካብ ክባ ፀላምኪ ቀንጢጥና ክንከድነኪ ካባ💖🏖⛱
ፍርሃት እግዚአብሔር ንጥበብ መጀመርያኣ እዩ፡ ዓያሱ ንጥበብን ትምህርትን ይንዕቅዎ። (መጽሓፍ ምሳሌ1፥7) ብተስፋ ተሐጐሱ፡ ብጸበባ ተዓገሱ፡ ጸሎት ኣዘውትሩ። ( ናብ ሰብ ሮሜ 12፥12)✝️💟🙏🕯♥️
ማርያም እየ ዉሓሰ ነብሰይ21
እምነት፣ተስፊ፣ፍቕሪ ። ☦️🙏🏾❤️🩹
“If life is a video game, the graphics are great, but the plot is confusing & the tutorial is way too long.” #Elon Musk