Try Alerts now! Just launched! SpacesDashboard Alerts is now available. →
@Yemane40945196
ኣብ ዓለም ዉሑዳትን ስሙራትን ኣህዛብ ብጅግንነትን ኒሕን ኣርዑት ጭቆና ሰይሮም:ንሓያላት ኣድኒኖም ብውሑድ ቁፅሪ ብዘይ ዘራይ ጥሜትን ፅምእን ተፃዊሮም:ከም ወርቂ ብሓዊ ተፈቲኖም:ልዕሊ ወርቂ ወርቂ ኾይኖም መሰስ ዝበሉ: ሓደ ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ እዮም ።
#TigrayGenocide
Giving up is NOT an option! I will never give up on Tigray adey! There is light at the end of the tunnel! ድሕሪ ጸልማት ድሙቕ ብርሀን አሎ።
Tigery ❤💛
l lov tigray❤??ሰብ በዱልን ዘይኮነስ እንታይ ዓይነት ቃለ ተዛርበ እየ ፀልኡን እለ ኣመና ይጭነቅ ?እግዝአብሔር ጎታ ኸሉ ኣብ ፈተና ኣይተእትወን ብምሕረትኻ ሓልወን 2.https://t.co/FFTmJOBWWD