Try SpacesDashboard Collections now! Create collections of Spaces from your favorite hosts and speakers. →
@Tigrayli
🏖ትግራይ ዓደይ🏖 ክወልደልኪ ማንታ ማንታ🏖 ንህዝቦም ዝኮንልኪ ዋልታ ዓዶም ዘለልዩ ሰብ ዛንታ 💖🤱🏖🙏
ትግራይ ዓደይ ዓይን ፀላኢኪ ይደፈን ስሳዓትን ጎሓልትን በዝሖምኪ ግና ደሓን ክወግሕ ይከውን እዩ ብፀልማቱ ኣይነብርን!!
Never underestimate the powerofstupid in large groups 👀 #JusticeforTigray #TigrayFamine! #ሳላኹምTDF thank,u🦅✊🧡ካብቲ ሕማቅ ዝግጥመኒ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎድኣኒ🙏💫
Tigray Adey Nzelalem Bdeka Tkber ❤💛Tigray Sera Ala❤💛💪💪💪✊️✊️✊️
l am Tigraweti ከይርሳዓዕ ከይድገም ማሓልዎ☝️
ትግራይ ትስዕር ብቅልፅማ💪🥰💖
ቲ ጉዳይ ፖለቲካዊ ጌሩ ዝወስዶ ትግራዋይ የዋህ ጥራሕ ዩ። ቅድሚ ሕጂ ካብ ዝነበረ ዘስካሕክሕ ግፍዕታት ዝገደደን ኣብ ታሪኽ 🌍 ትግራይን ትግራዋይን ካብ ምድሪ ገፅ ንምጥፋእ ከምታሪኽ ከይንዝንቶ ዝዓለመ ውዲት ዩ። 🧭ደቒቕውን ክንማናጎ የብልናን ዳይ💥
I LOVE TIGRAY
ኩሉሻዕ ዝተጓዓዝካ ተጓዒዝካ፣ ሓደ ኢልካ ምጅማር ዘይተርፍ ሓቂ እዩ።
ትግራይ❤️💛 ዓደይ ዓዲ መዓር ፀባ ይረኣየኒ ሎ ብርሃንኪ ቀረባ ካብዚ ዕፅዋ ወፂእኪ ካብ ክባ ፀላምኪ ቀንጢጥና ክንከድነኪ ካባ💖🏖⛱