Just launched! 🚀 Be alerted when your tweets are shared in a Twitter Space → Set up alerts for Twitter Spaces now!
@TigrayTemben
ካብ ዝፍቅረካ ንላዓሊ ዝርደኣካ ሰብ ይሕሸka
❤️💛🏖🏖
ትግራይ ንዘላለም ትነብር 🙏 ብዙሕ እዩ ምንባር ማለት! ክንደይ ኣሎ ዘይጸገበ ድራር ዕለት😌
ፍርሃት እግዚአብሔር ንጥበብ መጀመርያኣ እዩ፡ ዓያሱ ንጥበብን ትምህርትን ይንዕቅዎ። (መጽሓፍ ምሳሌ1፥7) ብተስፋ ተሐጐሱ፡ ብጸበባ ተዓገሱ፡ ጸሎት ኣዘውትሩ። ( ናብ ሰብ ሮሜ 12፥12)✝️💟🙏🕯♥️
Helu shikor
❤l miss my family in tegiray. #TigrayGenocide
መጅመርያ ንትግራይ ዓደይ