Try SpacesDashboard Collections now! Create collections of Spaces from your favorite hosts and speakers. →
@Merilov72140135
ድሕሪ ፀልማት ብርሃን ኣሎ☀️ ድሕሪ ውድቀት ዓወት ኣሎ✊ ድሕሪ ቃልሲ መሰዋእቲ ኣሎ 💔 ልበይ ንኩሉ ካኣሎ🤲
#StopTigrayGenocide #StopTigrayFamine #Justice4TigaysWomenAndGirls #AirDropFoodToTigray @tigray_micky 💜 @Ge1Solomon 👉🏻#TIGRAY/EY ♥️ 💛 #ትግራየይይ,,My world 🌎
Humanitarian access has been restricted in #Tigray since the start of the genocidal war in 2020. #EndTigraySiege #Justice4Tigray #ResumeAid4Tigray
ትግራይ ዓደይ ዓይን ፀላኢኪ ይደፈን ስሳዓትን ጎሓልትን በዝሖምኪ ግና ደሓን ክወግሕ ይከውን እዩ ብፀልማቱ ኣይነብርን!!
ትግራይ ሃገር እያ 💊
ሓላል ህዝበይ ስቃይካ ግፍዕካ በደልካ ሞትካ #ከይርሳዕ ከይድገም !!💔✊ #stopwarontigray
ብስንኪ ዕፅዋን ክባን ህዝብና ይሃልቅ ኣሎ።እሞ በቢ ዘለናዮ ቃልስና ነሐይል ትግራ ሙሉእ ብሙሉእ እስካብ ሓራ እስካብ ትወፅእ ቃልስ ነጠክር። ንስመር ንሕበር ምእንታ እዛ ሓላል መሬትናን ህዝብና ንቃለስ።💖💛🙏🏖
ድሕሪቲ ብዙሕ መንክራ ቶም ውድቅትክ ዝመንዩ ሰባት ዓወትክ እዩም ዝርእዩ! Never Give UP 💊✊
Tigray💊